ናይ ዉላድ ጸገም ዘለኩም ስድራቤታት ብሕክምናዊ መዳይ ንምሕጋዝ
ኣብ ደሊ ኣይቪአኤፍ ኑው ደሊ እንድያ ከምትኽእሉ ንሕብር።
ኣድራሻና፡ Delhi IVF & Fertility Clinic, 23, Todar Mal Lane, Bengali Market, Opp Nathu Sweet, New Delhi- 110001, INDIA. www.delhi-ivf.com email: query@dranoopgupta.com Tel: 011-47523858, 0091 98110 81024, 0091 9810600235.
ዕላማና፥ ናይ ዉላድ ጸገም ዘለኩም ስድራቤታት ብሕክምናዊ መዳይ ንምሕጋዝ ብዝላዓለ ዘመናዊ መሳሪሒ ብምጥቃም፡ ብርትዓዊ ዋጋ ሕክምናዊ ሓገዝ ክትረኽቡ ኣብ ደሊ ኣይቪአኤፍ ኑው ደሊ (Delhi IVF, New Delhi፣ INDIA) ከምትኸእሉ ንሕብር፡
ንሕና ማለት ደሊ ኣይቪኤፍ ንነዊሕ ርእሲ 23 ኣመታት ዝሰራሕናሉ ተመኩሮ ዘለና ርእሲ 10000 ሽሕ ህጻናት ከምዘዉለድናን ብተዛማዲ ቁጽሪ ስድራበታት ከምዘዕወትናን ክንሕብር ንደሊ፡ ተመኩሮና ካብ ግዜ ናብ ግዜ አንዳዓበየ ድሕሪ ምምጻእ ኣብዚ ግዜ እዚ ንዓናን ንባኣና ዝተዓወቱ ኤርትራዊያንን ካልኦትን ኣብ ዝሑጊስ ግዜ በጺሕና ንርከብ፤፡ ንኹሉ ሕኽምናዊ ትሕዝቶና ብገፊሑ ክትርድኡ ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ እንተርነት ኣድራሻና ተመልከቱ፥ Delhi IVF
Leading IVF Clinic For Ethiopian Patients in India
ኣገባብ ሕክምና ዝምልከት Timing for Treatment
ተመኩሮና ብዘራጋገጾ ዳርጋ ንመብዛሕትኡ ናይዉላድ ጸገም ፣ ከምንቓጻጸሮ ክነረጋግጸልኩም ንፈቱ፤፡
ካብ መጀመርታ ርክብ ምዝርራብ ምስ ዶክተር ምስ ጀመርኩም ስጋብ ጥንሲ ምርግጋጽ ግዜ 4 – 5 ሰሙን ይወሲድ። ካልእ ተወሳኪ ሕክምና ናይ ማህጸን አንተኣድሊዩ ድማ ናይ ወርሒ ወይ ዉን 2 ተ ወርሒ ይወሰድ። ብዝሓጸረ ግዜ ኩሉ ጽቡቕ እንተኮይኑ ማለት ተወሳኺ ሕክምና ዘየደልዮ አንተኾይኑ እሞ
ምጽናሕ ዘይካል ምስዚከዉን ድሕሪ 3 ተ መዓልቲ ምትሕልላፍ ዘርኢ ዓዲኹም ክትኸዱ ትኽእሉ።
እዚ ማለት ካብ መጀመርታ ስጋብ ግዜ ጥንሲ ኣከባቢ 25 መዓልቲ ዓዱኩም ክትምለሱ ትኽእሉ እኹም።
ዋጋ ሕክምና Cost
- ኣይቪኤፍ ምስ ናይ ባዕሊኻ ፍረ ምውላድ US 3300.
- ኣይቪኤፍ ምስ ናትና ፍረ ጛል /ወዲ ምውላድ US 5300.00
- እዚ ዋጋታት እዚ ንናይ ኩሉ መድሃኒታትን ምርመራ ኣይቪኤፍ የጠቓልል። ምናልባት ኣብ ፍሉይ ግዜ ንናይ ጥዕና ማህጸን ዝምልከት ተወሳኪ ምጽራይን ካልእ ነኣብነት መንጎኛ (Fibroid) አንተኣድልዩ ከከም ድልየቱ ተወሳኪ ንእሽተይ ዋጋታት ይውሰኽ።
- ንነዊሕ ዓመታት ዘጥረናዮ ተመኩሮ ብዙሕ ንነፍሰወከፍ ተጠቃማይ ዝማሳሰል ፍረ ምላድ ከምዘለና ክንሕብር ንፈቱ።
ቪዛ Visa
ሕክምና ክትገብሩ ኣብ ህንዲ፣ ናይ ሕክምና ቪዛ ገርኩም ክትመጹ ኣለኩም።
- ተሓከምቲ ቅዳሕ ፓስፖርቲኩም ናባና ትሰዱ፡
- ንሕና ናይ ዕድመ ቪዛ ደብዳቤ ናባኹም ንሰዲድ፡
- እቲ ንሰደልኩም ደብዳቤ ሕዝኩም ናብ ዝቐረበ ቖንሲል ህንዲ ብምኻድ ቪዛ ትሓቱ።
- ቪዛ ምስረኸብኩም ኣየር ቲከት ትገዝኡ፡ምስ ገዛአኩም ቕዳሕ ኣየር ትከትኩም ናባና ትሰዱ፡ ንሕና ትከትኩም ምስ ረኣና፣፥ ምቕባል ካብ ኣየር ፖርቲን መቐበሊ መዕረፊ ጋይሽን ከምዘዳለናልኩም ነረጋግጸልኩም።
ምቕባል ካብ ኣየርፖርት ምድላው መዕረፊ ኣጋይሽ
- ዋጋ መዕረፊ ኣጋይሽ ካብ 20 ስጋብ 25 ዶላር ኣመሪካ ንመዓልቲ እዩ።
- ታክሲ፣ ምቕባል ካብ ኣየርፖርት ካብ 15 ዶላር ይጅምር።
ዶክተር ኣኑብ ጉብታ ኩሉ ግዜ ድልዊ እዩ ንኹሉ ድልየትኩም ብደቂቅ ክመያየጥን ክምልስን።
ብሰላም ምጹ።
- ተወሳኺ ሓበሬታ ራድዮ
- ቪድዮ